Frankfurt, Germnay +49 176 10496058 info@hiyab-gifts.com

Cart

ለውጢ “ካብ ውልቂ ክሳብ መላእ ሕብረተሰብ”

20.00

ኣቶ ሳምሶን ኣብዛ “ለውጢ“ ሰምዩዋ ዘሎ መጽሓፉ፣ ካብ ተመኩሮ ህይወቱን መዛንኡን ብዝገበሮ ትዕዝብትን፣ ከምኡ‘ውን ካብ ዝተማህሮ ሞያን ዘንበቦም መጻሕፍትን፣ ካብ ከባቢ ብዝነጠፎን ዝቐሰሞን ተመኩሮን ተበጊሱ፣ ከፊላዊ ታሪኹን፣ ስለምንታይ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ኣምሪሑን ይገልጸልና። ንህዝቢ ብፍላይ ንመንእሰያት መዛንኡ ድማ፣ ኣብ ኤርትራ ሓደ ናብ ግዝኣተ ሕግን ደሞክራስን ዝቐንዐ ለውጢ ንምምጻእ እንታይ ክግበር ይግብኦ ዝብል ረዚን፣ እዋናውን ተሃዋስን ዛዕባ የልዕልን ይምልስን። ኣብ ኤርትራ እወታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኣገደስቲ ዝበሎም ነጥብታት፣ ካብ ታሪኽ ኤርትራ ተመኩሮ ቃልሲ፣ ብዓይኒ ትዕዝብቲ ናቱን ወለዶኡን፣ ስነ-ሕብረተሰብ፣ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታትን ሃገርን፣ ኣብ ግዳም ካብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ተቓውሞ ቃልስናን ተበጊሱ፣ ጠቐምቲ፣ ሓደስትን ተባዓትን ርእይቶታት ይድህስስን የቕርብን። ኣብዛ መጽሓፉ ንምሕሳብ፣ ንምሕታትን ንምስትንታትን ዝዕድሙ ኣገደስቲ ነጥብታት ኣስፊሩልና ኣሎ።

Categories: ,

Description

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ለውጢ “ካብ ውልቂ ክሳብ መላእ ሕብረተሰብ””

Your email address will not be published. Required fields are marked *