Frankfurt, Germnay +49 176 10496058 info@hiyab-gifts.com

Cart

ርስቲ ጉጅለ 15 ብሳምሶን ሰለሙን

20.00

ርስቲ ጉጅለ 15 ዘርእስታ ሳምሶን ሰለሙን ዘዳለዋ ጽብቕቲ መጽሓፍ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ዓቢ ቁምነገር ዚሓዘለት መጽሓፍ እዚኣ ንሕሉፍ ታሪኽ ምስ እዋናዊ ኵነታት ኣዛሚዳ እትገልጽ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ መልእኽቲ ብልዙብ ኣጸሓሕፋ እተማሓላልፍ፡ ንምንባባ እተህርፍ እዋናዊት መጽሓፍ ኢያ።

ሰብ ን‘ጉጅለ 15’ ኪዝከር እንከሎ፡ ገለ ካብዚ ዚስዕብ ጥቕስታት ኪበሃል ንሰምዕ ኢና፦

· ‘ቅዋምና ይተግበር’ ኢሎም፤

· ኣኼባ ግበረልና ኢሎም ጻውዒት ኣቕሪቦም፤

· ‘ስልጣንካ ኣረክብ’ ዚብል ጻውዒት ገይሮም፤

· ኣብ ዘይሰምዖም ደብሪ ተማህሊሎም፤ ወዘተ.።

ብመሰረቱ፡ ሕቶ ናይዞም ሰባት እንታይ ኢዩ ነይሩ፧ ስለምንታይ ብጥርኑፍ ኣገባብ ተንቀሳቒሶም፧ እንታይ ኢዩ‘ኸ ነይሩ እቲ ዕላምኦም፧ ኣብ መወዳእታ‘ከ ክሳራ ጥራይ ድዩ ነይሩ ወይስ ዚኸሰብዎ ነገር ነይሩ‘ዩ፧ ንዝብሉ ሕቶታት ግና ብዙሕ ሰብ፡ ካብ ምርሳዕ ወይ ንጹር ኣፍልጦ ካብ ዘይምህላው፡ ብትኽክል ዚፈልጦ ኣዝዩ ውሑድ ኢዩ።

Category: Tags: , ,

Description

ርስቲ ጉጅለ 15 ዘርእስታ ሳምሶን ሰለሙን ዘዳለዋ ጽብቕቲ መጽሓፍ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ዓቢ ቁምነገር ዚሓዘለት መጽሓፍ እዚኣ ንሕሉፍ ታሪኽ ምስ እዋናዊ ኵነታት ኣዛሚዳ እትገልጽ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ መልእኽቲ ብልዙብ ኣጸሓሕፋ እተማሓላልፍ፡ ንምንባባ እተህርፍ እዋናዊት መጽሓፍ ኢያ።

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ርስቲ ጉጅለ 15 ብሳምሶን ሰለሙን”

Your email address will not be published. Required fields are marked *