Category: Articles

ርስቲ ጉጅለ 15 ብሳምሶን ሰለሙን

ስቲ ጉጅለ 15 ዘርእስታ ሳምሶን ሰለሙን ዘዳለዋ ጽብቕቲ መጽሓፍ፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ተዘርጊሓ ኣላ። እዛ ዓቢ ቁምነገር ዚሓዘለት መጽሓፍ እዚኣ ንሕሉፍ ታሪኽ ምስ እዋናዊ ኵነታት ኣዛሚዳ እትገልጽ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ መልእኽቲ ብልዙብ ኣጸሓሕፋ እተማሓላልፍ፡ ንምንባባ እተህርፍ እዋናዊት መጽሓፍ…

Read More

ሃገረይ ኤርትራ ሓዳስ መጽሓፍ ብምንስተር ፍይናንስ ነበረ ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀ

ገለ ካብ ትሕቶታት መጽሓፍ: እዚ ምዕራፍ እዚ ኣብ ባህርያትን እንታይነትን ኣቶ ኢሳያስ ብምትኳር ንክልተ ጉዳያት የድህበሎም። ብሓደ ሸነኽ፡ ኣቶ ኢሳያስ ብህጹጽ ካብ ስልጣኑ ክግለፍ ከምዝግብኦ ንዝገልጹ ምኽንያታት ንኽፍለጡ ዝሕግዝ ጥጡሕ ባይታ የንጽፍ። ብካልኣይ ሸነኽ ድማ፡ ኣብ መጻኢት ኤርትራ ንኣቶ ኢሳያስ…

Read More